መሪሕነታት ማእከላይ ባይቶ ሰለስተ ውድባት ንሓድነት ኣኼባ ኣካይዱ፡

መሪሕነታት ማእከላይ ባይቶ ሰለስተ ውድባት ንሓድነት ኣኼባ ኣካይዱ፡ ብኣቦ መንበራት ሰለስቲኤን ውድባት፡ ኣቦ/መ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሓው ኣፈወርቂ ኪዳነ፡ ኣቦ/መ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት (ሕድሪ) ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ እንዳተመርሐ ብቀዳም ዕለት 16 ጥሪ 2021 ኣብ መስርሕ ሓድነት ዝርከባ መሪሕነታት ማእከላይ ባይቶ ሰለስተ ውድባት ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ መእተዊ ብኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ጀሚሩ፡ ኣቶ
Read more
You must be logged in to post a comment.