Monthly Archives: Jan 2021

ዓመት ይመጽእ ዓመት ይኸይድ

ዓመት ይመጽእ ዓመት ይኸይድሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርወድሰብ ካብ ማህጸን ኣደ ጀሚሩ ንዝመጽእ እዋን፣ ለይቲ ምስ መዓልቲ እናጸብጸበ ብተስፋ ይነብር፣ንዝመጽእ ክጽበ ሃንቀውታየሕድር ፤ ንሕልሙ ጋህዲ ክኾነሉ፣ ትንቢት ናብ ግብራዊ ዝኾነሉ፡ ትዕግስቲ እና-ዘውተረ ጻዕርታቱ የካይድ ።ኣብ ዓለም ማህጸን ኣደ ከሎ፣ ናብ ደገ ዓለም ምስ (ተወልደ)ወጸ ዝጠቕሞን ንሂወቱ ዘዕንግለሉን ዝዓብየሉን ጥበብ ድሮ ክምሃርይጅምር።ማሕበራዊን ባህርያት ደቂ ሰባት ዘጽንዑ፣ከም ዝብልዎ ነደን ከም’ኡ ነቦን ምኽሮም ክልግሱ

Read more