ቃል ሓዘን ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣምሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም

ቃል ሓዘን ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣምሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም ብመስዋእቲ ሓርበኛ ነባር ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም መላእ ኣባላት ውድሓለ ዝተሰመዓና ሓዘን ንገልጽ። ኣምባሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም ከም ኩሎም መሓዙቱ ብዝነበሮ ሙሉእ እምነት ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ እዋን በጺሕዎ ዝነበረ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ (ተመሃራይ ሕጊ ዩኒቨርሲቲ) ገዲፉ ኣብ ጎኒ ኣሕዋቱ፡ ኣብ ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት ኣብ ህ.ሓ.ሓ.ኤ ተሰሊፍ። እዚ ከኣ እቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ
Read more
You must be logged in to post a comment.