Monthly Archives: Feb 2021

‘’ ዕርቅን ፍትሒን ፡ መዋጽእ ንመጻኢ”

‘’ ዕርቅን ፍትሒን ፡ መዋጽእ ንመጻኢ”ብዕለት 23/01/2021 ኣብ ስኒትና መርበብ ፡ ሓደ ዓቢ ኣርእስቲ “ ዕርቅን ፍትሒን ፡ መዋጽእ ንመጻኢ!! ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒሉ፣ምስ ተኻፈልቲ ስኒትና መርበብ ፣ ሙሁራት ሰብ-ተሞክሮን ዜጋታትና ፡ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርግስ ኣቕራቢ መደብ፡ዶር. ኣማኑኤል ገብረመድህን ኣማእካሊ፡ ዶር. ኣዳነ ገብረመስቀል፣ ዶር. ሳልሕ ጅምዕ ፡ ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል(Panelist) ተሳተፍቲ ናይዘተ፤ ምኽንያቱ ዝሓለፈ እዋናት ናብዚ ዓቢን፣ከም ሂወት እንጽበዮ እንደልዮን ዕርቅን ፍትሒን

Read more

ምሩጻት ሓሰወቲ 2020 ዓ.ም ፡

ምሩጻት ሓሰወቲ 2020 ዓ.ም                       ኣብዚ እንነብረላ ዓለም ክሳብ ሕጂ ብርክት ዝበሉ ሓሰውቲ ኣኣንግዳን ኣፋንያን ምዃና ኣሉ ዘይብሃል ሓቂ እዩ ። ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመታት ከኣ ሕልና ወዲ ሰብ ብዘይ ኣምኖን ዘይቅበሎን ብደረጃ ተራ ሰባት ዘይኾነስ ብደረጃ ናይ ዓበይቲ ሃገራት መራሕቲ ክሕሶ ወይ ከኣ ሓቂ ዘይኾነ መጎተ ክንሰሚዕ ተገዲድና ጸኒሕናን ኣሎናን ።                       ብመሰረቱ ደቂ ሰብ ክሕሱው ዝጅምሩሉ መድረክ ከም

Read more