نشرة شهرية inqaz-january-2021

ንኣጀንዳ ኢሳያስ ኣፈወቂ ንምፍሻል ንሓድነት ዋጋ ምኽፍል ኢሳያስ ኣፈወርቅን ህግደፍን ሕልምታቶም ግብራዊ ንምግባር ፣ከምኡ እውን ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ፡ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓለም -ለኻዊ ዶብ እናጠሓስካ ኹናት ወዲ ኹናት ፣ ምእሳር ፣ምቅትልን፣ ምጭዋይ ፣ ንኩሉ ሂወት ዘለዎ ፍጡር ንምጥፍእ እስትራተጂ ሓንጺጾም ብቀጻልነት ኣብ ስራሕ ይርከቡ ኣሎው። ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣዊጁዎ ዘሎ ዘይፍትሓዊ ኹናት ተመሊሱ ክልብልቦ ምዃኑ ግዜ
Read more