eritrean-message-to-foreign-minister-of-finland

ብምኽንያት መበል 46 ዓመታት ምምስራት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይብፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዝቐረበ መልእኽቲ ዝኸበርካ ዶር ደብረጽየን ገብረሚካኤልፕረዚደንት መንግስቲ ክልል ትግራይ፥ዝኸበርክንን/ዝኸበርኩምን ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ፥ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ፤ ህዝቢ ትግራይ፣ ክብሩን ብሄራዊ መሰሉን ከምኡ’ውን ክብርን መሰልን ኩሎም ውጹዓት ኣህዛብ ኢትዮጵያን ንምርግጋጽ፣ ከይተሓለለ ዝተቓለሰ ህዝቢ ምዃኑ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ ኢዩ። እዚ ኣብ ለካቲት 1975 ዓ.ም.ፈ ዝተበገሰ ውድብካ ህወሓት ጅግነታዊ ቃልሲ ብምክያድ ንስርዓት ደርጊ
Read more
You must be logged in to post a comment.