Monthly Archives: Feb 2021

ቃል ሓዘን ብመስዋእቲ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም

Date: 21/02/2021 ቃል ሓዘን ብመስዋእቲ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ብሕማም ምኽንያት ካብ’ዛ ዓለም ምፍላዩ፡ ንህዝብናን ንደምበ ተቓዉሞናን፡ ከቢድ ክሳራ እዩ። ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ሓደ ካብ’ቶም ምሉእ ህይወቱ ንህዝቡን ብትብዓት ዘገልገለን፡ ብተወፋይነት ተቓሊሱን ዘቓለሰን ልሉያት ሓርበኛታት ኤርትራዉያን ኮይኑ፡ ፈታዉ ሃገሩ ምንባሩ ከኣ ታሪኹ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ኣብ ጉዳይ ሃገር፡ ዘራኽበናን ዝፈላልየናን ሓሳባት

Read more