Monthly Archives: Mar 2021

ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)ሰለስተ (3) ውድባት ነበር ማለት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ (ውሓኤፍ)፡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊለውጢ (ሓዲለ)፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ኣብ ዕለት 28 ለካቲት 2021 ሓድነት ገይረንውድብ ሓድነት ኤትራውያን ብዝብል ስም ሓደ ውድብ ከም ዘቖማ ብናይ ሓባር መግለጺ ንኹሉ ተነጊሩ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ። ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ክሳብ ጉባኤ ዘብጽሑ ግዝያውያንትካላት፡- ሰክረታርያ ማእከላይ ባይቶ

Read more

መስዋእቲ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ክብሮም ግረነት

መስዋእቲ ኣንባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ክብሮም ግረነት                       ኣነ ሌላይ ምስ ስውእ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ ስደት ኣብ ከተማ ኒውዮክ እዩ ። እዚ ከኣ ድሕሪ ማእሰርቲ  ጉጀለ 15 ኣብ መጀመርያ ወርሒ 2002 ኣቢሉ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት በርሄ ኾይኖም ኣብ ኒውዮክ ኣብ ዝመጹሉ እዋን ነይሩ ። ሽዑ እቶም ኣቅድም ኣቢልና በቲ ህግደፍ ዝፈጸሞ ዓመጽ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ መንግስትን ጋዜጠኛታትን ተቓውሞና ክነወሃህድ

Read more

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍትሓዊ ቃልሲ 8 መጋቢት 2021

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍትሓዊ ቃልሲ 8 መጋቢት 2021 ሎሚ 8 መጋቢት 2021 ኣብ መላእ ዓለም መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝኸበረሉ ዘሎ፡ መዓልቲ ክብርን መሰልን ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ’ዩ። ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ምስ’ቲ ሕሉፍ ታሪኽ ንክብረንን መሰለንን ኣብ ቃልሲ ዘበርክተኦ እጃም፡ ዝኸፈልኦ መስዋእትን ገና ሎሚ እንተኾነ፡ ንዝተረከብኦ ሕድሪ ካብ ኢደን ሰተት ኢሉ ከይሞልቕ ድግዲጊት ተዓጢቐን፡ ንፍትሕን ሰላምን ኣብ ዘካይዳኦ ዘለዋ

Read more

ኣብ ገነቱ ይቀበልካ: ኣድሓኖም ብመስፍን ሓጎስ

ኣብ ገነቱ ይቀበልካ: ኣድሓኖም ብመስፍን ሓጎስ    27.02.2021 ኣድሓኖምን ኣነን መጀመርታ ብኣካል ዝተራኸብናሉ፡ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ድሕሪ ምጽንባሩ፡ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ምስ ገበረ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1972’ዩ። ዓየት ኣብ ዝተባህለ፡ ኣብ ውሽጢ ዶብ መሬት ሱዳን፣ ምዕራብ ካብ ቓሩራን ሰሜን ካብ ጎቦ ደንቦብየትን። እዋኑ፡ ኲናት ሓድሕድ ኣብ ጽዕጹዕ ደረጅኡ ዝነበረሉን፡ ንህዝባዊ ሓይሊታት ኣዝዩ ፈታኒ ህሞትን። ካብ ከባቢ መወዳእታ 1971 ዓም ክሳብ’ዚ

Read more

PRESS RELEASE The Unity of Three Eritrean Political Movements

PRESS RELEASE The Unity of Three Eritrean Political Movements The whole world is witnessing that our country, Eritrea immersed in a huge regional crisis. Deprived of basic needs, Eritreans are suffering under political monopoly by very few for the rest is considered a crime. There is no basic human rights and democratic respect; therefore, the rest of the population is

Read more