ኣብ ገነቱ ይቀበልካ: ኣድሓኖም ብመስፍን ሓጎስ

ኣብ ገነቱ ይቀበልካ: ኣድሓኖም ብመስፍን ሓጎስ 27.02.2021 ኣድሓኖምን ኣነን መጀመርታ ብኣካል ዝተራኸብናሉ፡ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ድሕሪ ምጽንባሩ፡ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ምስ ገበረ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1972’ዩ። ዓየት ኣብ ዝተባህለ፡ ኣብ ውሽጢ ዶብ መሬት ሱዳን፣ ምዕራብ ካብ ቓሩራን ሰሜን ካብ ጎቦ ደንቦብየትን። እዋኑ፡ ኲናት ሓድሕድ ኣብ ጽዕጹዕ ደረጅኡ ዝነበረሉን፡ ንህዝባዊ ሓይሊታት ኣዝዩ ፈታኒ ህሞትን። ካብ ከባቢ መወዳእታ 1971 ዓም ክሳብ’ዚ
Read more
You must be logged in to post a comment.