Monthly Archives: Mar 2021

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍትሓዊ ቃልሲ 8 መጋቢት 2021

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍትሓዊ ቃልሲ 8 መጋቢት 2021 ሎሚ 8 መጋቢት 2021 ኣብ መላእ ዓለም መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝኸበረሉ ዘሎ፡ መዓልቲ ክብርን መሰልን ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ’ዩ። ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ምስ’ቲ ሕሉፍ ታሪኽ ንክብረንን መሰለንን ኣብ ቃልሲ ዘበርክተኦ እጃም፡ ዝኸፈልኦ መስዋእትን ገና ሎሚ እንተኾነ፡ ንዝተረከብኦ ሕድሪ ካብ ኢደን ሰተት ኢሉ ከይሞልቕ ድግዲጊት ተዓጢቐን፡ ንፍትሕን ሰላምን ኣብ ዘካይዳኦ ዘለዋ

Read more