መስዋእቲ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ክብሮም ግረነት

መስዋእቲ ኣንባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ክብሮም ግረነት ኣነ ሌላይ ምስ ስውእ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ ስደት ኣብ ከተማ ኒውዮክ እዩ ። እዚ ከኣ ድሕሪ ማእሰርቲ ጉጀለ 15 ኣብ መጀመርያ ወርሒ 2002 ኣቢሉ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት በርሄ ኾይኖም ኣብ ኒውዮክ ኣብ ዝመጹሉ እዋን ነይሩ ። ሽዑ እቶም ኣቅድም ኣቢልና በቲ ህግደፍ ዝፈጸሞ ዓመጽ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ መንግስትን ጋዜጠኛታትን ተቓውሞና ክነወሃህድ
Read more
You must be logged in to post a comment.