Monthly Archives: Mar 2021

ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)ሰለስተ (3) ውድባት ነበር ማለት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ (ውሓኤፍ)፡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊለውጢ (ሓዲለ)፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ኣብ ዕለት 28 ለካቲት 2021 ሓድነት ገይረንውድብ ሓድነት ኤትራውያን ብዝብል ስም ሓደ ውድብ ከም ዘቖማ ብናይ ሓባር መግለጺ ንኹሉ ተነጊሩ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ። ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ክሳብ ጉባኤ ዘብጽሑ ግዝያውያንትካላት፡- ሰክረታርያ ማእከላይ ባይቶ

Read more