መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ዝኽሰቱ ዘለዉ ወስታታት ምጥሓስ ልዑላውነት ሃገረ-ኤርትራ

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) Organization of Eritrean Unity መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ዝኽሰቱ ዘለዉ ወስታታት ምጥሓስ ልዑላውነት ሃገረ-ኤርትራ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ኣመልኪቱ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ:: ህዝቢ ኤርትራ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ኣካይዱ፣ ክቡራት ደቁ ከፊሉ ሃገር ኣውሒሱ እዩ። ብመገዲ ህዝባዊ ወኸሳ ጌሩ ርእሰ ውሳነ ብምክያድ፣ ንኤርትራ ማዕረ ኩለን ሃገራት ኰይና ኣባል ኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብ ከም
Read more
You must be logged in to post a comment.