ጽውጽዋይ ምስሓብ ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ግን ከኣ፡ እቲ ዶብ ኣበይ ኢዩ? ብ መስፍን ሓጎስ

ጽውጽዋይ ምስሓብ ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ግን ከኣ፡ እቲ ዶብ ኣበይ ኢዩ? ብ መስፍን ሓጎስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣቢዪ ኣሕመድ፡ ብ23 መጋቢት 2021 ኣብ ኣኼባ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረበሉ ሕቶታት ካብ ዝሃቦ መልሲታት፡ ንተሳትፎ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብወግዒ ኣሚኑ። ይኹን’ምበር፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ግዜ ክወስድ ምዃኑ’ውን ተኣሚቱ። ሰለስተ መዓልታት ድሕሪኡ፡ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ መንግስቲ ኤርትራ
Read more
You must be logged in to post a comment.