Monthly Archives: May 2021

ምቛም መንግስቲ ኣብ ስደት !

ምቛም መንግስቲ ኣብ ስደት ! ርእሰ ዓንቐጽ                                           ንተርእዮን ኣተሓሳስባን ምቛም መንግስቲ ኣብ ስደት፡ ብዙሓት ሃገራት ወይ ሰበ ስልጣን መንግስታት ይኹኑ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኣብ ስደት መንግስቶም ኣዊጆም ኣብ ንቡር ንምምላስ ዝተጠቕምሉ ኣገባብ መስርሕ ቃልሲ ኰይኑ’ዩ። ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ልዕሊ 15 ዝኾና ሃገራት መብዛሕትአን ኤውሮጳውያን ዝተረፋ ከኣ ኣብ ርሑቕ ምስራቕ ኤስያ መንግስታት ኣብ ስደት ኣዊጀን። ኣብ’ዘን ሃገራት መንግስቲ ኣብ ስደት ክእውጁ

Read more

دور طائر الشؤم في منطقة القرن الأفريقي.

دور طائر الشؤم في منطقة القرن الأفريقي.  تعاني دول منطقة القرن الأفريقي: الصومال ، إثيوبيا، جيبوتي، إريتريا ، كينيا، السودان وجنوب السودان من عدم  الإستقرار السياسي الذي أبقاها في ذيل دول العالم من حيث تدني  النمو الإقتصادي والتطور العلمي والعمراني بسبب الأنظمة الإستبداية التي حكمت و لا زالت تحكم هذا البلدان. عدم الإستقرار السياسي هذا أنتج التخلف و الفقر و

Read more

ሓርብኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር   ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡

ሓርብኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር  ኣያና ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ኣብ መበል 98 ዓመት ናይ ጸጋ ዕድመ  ብዕለት 21-5-2021 ዓሪፉ                                                                                  ሓጺር ታሪኽ ጉዕዞ ሂወት ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ከመይ ይመስል፡                                       ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ 1. ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ካብ ወላዲኡ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ውላዲቱ መብራት ደጊያት ኣደም ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣውራጃ ሰራየ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብዞባ

Read more

ግደ ተስፋ ዝቆረጸ ኮብላሊ ዑፍ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ። 

ግደ ተስፋ ዝቆረጸ ኮብላሊ ዑፍ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ።  ከም ሶማል ኢትዮጽያ ጅቡቲ ኤርትራ ከንያ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ዝኣመሰላ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሰንኪ  ብኩራት ፖሊቲካዊ ቅሳነት ኤኮኖምያዊ  ዕቤት ስነ-ፍክጠታዊ ምዕባሌ ዕቤት ህንጸትን እናተሳቀያ ኣብ ጭራ መስርዕ   ዓለምና ይርከባ። ምኽንያት ናይዚ ድማ ምሰንኪ ፖሊሲታት ናይቶም ክገዝእወን ዝጸንሑን ዘለዉን ምልካውያን ስርዓታት ኢዩ። እቲ ኩሉ መዳያዊ ዘይቅሳነት ናይዘን ሃገራት ኣብ ህዝበን  ድኽነትን

Read more

መን እዩ ብልቡ ንሃገር ዘፍቅር ?

መን እዩ ብልቡ ንሃገር ዘፍቅር ?ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ ሳይታት ሎሚ ‘’ መን እዩ ብልቡ ንሃገር ዘፍቅር ‘’ ዝብል ኣርእስቲ ከነልዕል ዝደረኸና፤ ኣብዚ ህሞት’ዚ በቢ ዓይነቱ ዘረባን ሓሳብን፣ ብስም ሃገርን ህዝብን ኤርትራ፡ ክማልኦ ዘለዎ ቃልስን ዝምድናታትን ዝስማዓሉ፣ ኣብ ምውሳእ ዝርኣየሉ እዋን ፣ ብኑጹርን ጉቡኡን ብዛዕባ ሃገርን ሃገራዉነትን ፣ ኣብ ፍትሒ ዝተሞርኮሰ ስርዓተ ሕጊ በቒዕናዮ-ዶ ? ካብ ዝብል ስግኣት፡

Read more

መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ነጻነት ኤርትራ

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቐዲመ፡ ብስም መርሕነትን፡መላእ ኣባል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን እንቋዕ ኣብ መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብጽሓና፡ እብል፡ ከም ኤርትራውያን፡ ብደረጃ ሃገር ዝኽበሩ ብዙሓት ኣጋጣሚታት ኣለዉና። ሓንቲ ካብኦም እዛ ዕለት 24 ግንቦት’ያ። ኩሎም ኣብ ዓዓመቱ ነኽብሮም በዓላት ነናቶም ምኽንያትን መግለጺን ኣለዎም። 24 ግንቦት ካብ ንዝክረሉን ነኽብረሉን ምኽንያታት ከኣ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንዘመናት ተሓሪሙዎ ዝነበረ ሃገራዊ መንነትን ናጽነትን ክዉን ዝገበረት ዕለት

Read more

ርእሰ ዓንቐጽ ዝምድናን ምሕዝነትን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ዝምድናን ምሕዝነትን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ርእሰ ዓንቐጽ ውሓኤ ድሕሪ ምፍራስ መንደቕ በርሊን 1989 ዝሑል ኵናት ተወዲኡ፡መዋእል ነጻነትን ሰላም ዲሞክራስን ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ክሰፍሕ ተስፋ ዝተነበረሉ ዓመት’ዩ ዝነበረ። ብልክዕ ንልዕሊ 50 ዓመታት ብዘይንጡፍ ተሳትፎን ድሌትን ህዝቢ ዝተሃነጸ ስርዓታት ክፈርስ ተራእዩ። ብፍላይ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ነጻ መንግስታት ኣዊጀን። ኣብ’ዚ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተኻየደ መስርሕ ዝፈጠሮ ፍልልያት ንኵናት ብርሰትን፡ ስደት ድኽነትን ኣስዒቡ’ዩ። እዚ

Read more

ሳዕቤናት ኲናት ትግራይን ምትእትታው ካልኦት ሓይልታትን

ሳዕቤናት ኲናት ትግራይን ምትእትታው ካልኦት ሓይልታትን   ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጽያን መንግስቲ ክልል ትግራይን  ዝተወለዐ  ካብ ክልቲኦም ሸነኻት ሂወት ኣሸሓት ኢትዮጽያውያን ዜጋታት ዘህለቀ ጨካን ናይ ኰራርምቲ  ኲናት  ዳርጋ ሽድሽተ ወርሑ ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብቲ ኲናት ዘስካሕክሕ ጸረ-ሰብኣውነት ዝኾኑ  ካብ ሕጊ ወጻኢ ቅትለታት ምቁራጽ ክፍሊ ኣካላት ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ጎራዙት ደቀንስትዮ መንእሰይስትን ኣደታትን ትግራይ ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ዓለም ንሕልና ወዲ ሰብ ዝሰበሩ

Read more

تدعيات حرب  تجراي وتدخلات القوى الخارجية

تدعيات حرب  تجراي وتدخلات القوى الخارجية . مضى نصف عام على بدء الحرب في إقليم تقراي بين قوات حكومة اقليم تجراي وجيش الحكومة الفدرالية الاثيوبية. هذه الحرب التي راح ضحيتها الالاف من الإثيوبين من كلا الطرفين، و أرتكب فيها أبشع الجرائم ضد  الانسانية كالإعدامات خارج القانون  و تقطيع أجساد الأطفال وإغتصاب الفتيات والأمهات  التي هزت الضمير الانساني الحي في العالم.

Read more

ዒድ ኣልፈጥር ሙባረክ

ዒድ ሙባረክ ብኣጋጣሚ ዒድ አልፍጥር አልሙባረክ፡ ንኩሉም አመንቲ ምስልምናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዒድ ሰዒድ ይግበረልና ንብል፥ ናይ ሎሚ ዓመት ዒድ ኣብ ሃገርና ሰላም፣ ርግኣትን ኣፎይታን ከስዕብ ድማ ትምኒትና ንገለጽ። ኩሉ ዒድ ወልጀሚዕ ብኼር!! ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ኣቦ – መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

Read more

ሽፍታ ፡ ብ ክብሮም ግረኔት

ሽፍታ ፡                       ሽፍታ ክብሃል እንከሎ ብሕጊ ዘይግዛእ ፡ ከምድላዩ ዝቀትልን ዝምሕርን ፣ ዘይናቱ ዝዘምትን ዝዕኑን ፣ መሰልን ክብሪን ወዲ ሰብ ክሕሉ ዘይትጽበዮ ኣረመን ፍጡር እዩ ። ገለ ደረስቲ ንሽፍትነት ኣብ ክልተ ይመቅሎዎ እዮም ።እዚ ማለት ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን ( Domestic and Foreign Bandits ) ከኣ ይብሃሉ ።                       እቲ ናይ ውሽጢ ዓዲ ሽፍታ ፡ ኣብታ ሃገር ክነብር ብሃላይ

Read more

ጻዉዒት ንሙሁራት ዜጋታትና አብ ዲያስፖራ

ጻዉዒት ንሙሁራት ዜጋታትና አብ ዲያስፖራ ርእሰ ነገር ፣ ህልቂት ኤርትራዊ መንእሰይ አብ ዘይምልከቶ ኲናትአብ ዓለምና ሐንቲ ሃገር ከም ሃገር ንክትህሉ ብቐዳምነት፣ ሰሪዓ እትሰርሐሉ ብቁጠባአ ዕብየት አርእያ ናይ ዜጋታታን ሃገርን ሰላምን ምስፋን እዩ።ነዚ ንምትግባር ከአ ብቐዳምነት ዓቕሚ ሰብካ ብትምህርትን ፍልጠትን አብ ዝለዓለ ደረጃ ንክበጽሕ ምጽዓር እዩ። እዚ ዝተጠቕሰ፣ አብ ሃገርና ዓቕሚ መናእሰይና አብ ከመይ ኩነታት ይርከብ አሎ ንዝብል ልዕሊ ጳጳስ ኮተሊክ

Read more

መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ 2021፡

መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ 2021፡ ሃገራዊ ሰላምታይ ብምቅዳም ኣብ ቀረባን ርሑቕን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንእትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን ብስም ኩሎም ኣባላት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን እንቛዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ንበዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ ከኣ ኣብጽሓኩም፡ ኣብጽሓና እብል። ኣብ’ዚ ሎሚ ዓመት በዓል ፋሲካ ነኽብረሉ ዘለና እዋን ምስ’ቲ ኣብ ሃገርናን ከባቢናን ዘሎ ኩነታት ተደማሚሩ፡ ምስ’ቲ ኣብ

Read more