መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ 2021፡

መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት በዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ 2021፡

ሃገራዊ ሰላምታይ ብምቅዳም ኣብ ቀረባን ርሑቕን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንእትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን ብስም ኩሎም ኣባላት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን እንቛዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ንበዓል ፋሲካ ትንሳኤ ክርስቶስ ከኣ ኣብጽሓኩም፡ ኣብጽሓና እብል። ኣብ’ዚ ሎሚ ዓመት በዓል ፋሲካ ነኽብረሉ ዘለና እዋን ምስ’ቲ ኣብ ሃገርናን ከባቢናን ዘሎ ኩነታት ተደማሚሩ፡ ምስ’ቲ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዘሎ ኩሉ መዳያት ሳቕሎት፡ ከም’ቲ ልሙድ ጸኒሕ ባህላዊ ክብሪ በዓላት ማሕዲጉ ጸኒሑን ኣሎን። በዓል ፋሲካ ትንሳኤ 2021 ከኣ ትንሳኤ ሰላምን ራህዋን፡ ሓድነትና፡ ትንሳኤ ክብርናን መሰልናን፡ ክኾነልና እንዳተመነኹ፡ ደጊመ ርሑስ በዓል ፋሲካ እብል።

ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ

ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

 1 ግንቦት 2021

Leave a Reply

Please log in using one of these methods to post your comment:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.