ሽፍታ ፡ ብ ክብሮም ግረኔት

ሽፍታ ፡ ሽፍታ ክብሃል እንከሎ ብሕጊ ዘይግዛእ ፡ ከምድላዩ ዝቀትልን ዝምሕርን ፣ ዘይናቱ ዝዘምትን ዝዕኑን ፣ መሰልን ክብሪን ወዲ ሰብ ክሕሉ ዘይትጽበዮ ኣረመን ፍጡር እዩ ። ገለ ደረስቲ ንሽፍትነት ኣብ ክልተ ይመቅሎዎ እዮም ።እዚ ማለት ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን ( Domestic and Foreign Bandits ) ከኣ ይብሃሉ ። እቲ ናይ ውሽጢ ዓዲ ሽፍታ ፡ ኣብታ ሃገር ክነብር ብሃላይ
Read more
You must be logged in to post a comment.