ዒድ ኣልፈጥር ሙባረክ

ዒድ ሙባረክ
ብኣጋጣሚ ዒድ አልፍጥር አልሙባረክ፡ ንኩሉም አመንቲ ምስልምናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዒድ ሰዒድ ይግበረልና ንብል፥ ናይ ሎሚ ዓመት ዒድ ኣብ ሃገርና ሰላም፣ ርግኣትን ኣፎይታን ከስዕብ ድማ ትምኒትና ንገለጽ።

ኩሉ ዒድ ወልጀሚዕ ብኼር!!
ተስፋሚካኤል ዮሃንስ
ኣቦ – መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን
ዒድ ሙባረክ
ብኣጋጣሚ ዒድ አልፍጥር አልሙባረክ፡ ንኩሉም አመንቲ ምስልምናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዒድ ሰዒድ ይግበረልና ንብል፥ ናይ ሎሚ ዓመት ዒድ ኣብ ሃገርና ሰላም፣ ርግኣትን ኣፎይታን ከስዕብ ድማ ትምኒትና ንገለጽ።
ኩሉ ዒድ ወልጀሚዕ ብኼር!!
ተስፋሚካኤል ዮሃንስ
ኣቦ – መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን
You must be logged in to post a comment.