ሳዕቤናት ኲናት ትግራይን ምትእትታው ካልኦት ሓይልታትን

ሳዕቤናት ኲናት ትግራይን ምትእትታው ካልኦት ሓይልታትን ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጽያን መንግስቲ ክልል ትግራይን ዝተወለዐ ካብ ክልቲኦም ሸነኻት ሂወት ኣሸሓት ኢትዮጽያውያን ዜጋታት ዘህለቀ ጨካን ናይ ኰራርምቲ ኲናት ዳርጋ ሽድሽተ ወርሑ ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብቲ ኲናት ዘስካሕክሕ ጸረ-ሰብኣውነት ዝኾኑ ካብ ሕጊ ወጻኢ ቅትለታት ምቁራጽ ክፍሊ ኣካላት ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ጎራዙት ደቀንስትዮ መንእሰይስትን ኣደታትን ትግራይ ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ዓለም ንሕልና ወዲ ሰብ ዝሰበሩ
Read more
You must be logged in to post a comment.