Monthly Archives: May 2021

ርእሰ ዓንቐጽ ዝምድናን ምሕዝነትን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ዝምድናን ምሕዝነትን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ርእሰ ዓንቐጽ ውሓኤ ድሕሪ ምፍራስ መንደቕ በርሊን 1989 ዝሑል ኵናት ተወዲኡ፡መዋእል ነጻነትን ሰላም ዲሞክራስን ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ክሰፍሕ ተስፋ ዝተነበረሉ ዓመት’ዩ ዝነበረ። ብልክዕ ንልዕሊ 50 ዓመታት ብዘይንጡፍ ተሳትፎን ድሌትን ህዝቢ ዝተሃነጸ ስርዓታት ክፈርስ ተራእዩ። ብፍላይ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ነጻ መንግስታት ኣዊጀን። ኣብ’ዚ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተኻየደ መስርሕ ዝፈጠሮ ፍልልያት ንኵናት ብርሰትን፡ ስደት ድኽነትን ኣስዒቡ’ዩ። እዚ

Read more