መልእኽቲ ኣቦ/መ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ነጻነት ኤርትራ

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቐዲመ፡ ብስም መርሕነትን፡መላእ ኣባል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን እንቋዕ ኣብ መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብጽሓና፡ እብል፡ ከም ኤርትራውያን፡ ብደረጃ ሃገር ዝኽበሩ ብዙሓት ኣጋጣሚታት ኣለዉና። ሓንቲ ካብኦም እዛ ዕለት 24 ግንቦት’ያ። ኩሎም ኣብ ዓዓመቱ ነኽብሮም በዓላት ነናቶም ምኽንያትን መግለጺን ኣለዎም። 24 ግንቦት ካብ ንዝክረሉን ነኽብረሉን ምኽንያታት ከኣ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንዘመናት ተሓሪሙዎ ዝነበረ ሃገራዊ መንነትን ናጽነትን ክዉን ዝገበረት ዕለት
Read more
You must be logged in to post a comment.