ሓርብኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡

ሓርብኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር ኣያና ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ኣብ መበል 98 ዓመት ናይ ጸጋ ዕድመ ብዕለት 21-5-2021 ዓሪፉ ሓጺር ታሪኽ ጉዕዞ ሂወት ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ከመይ ይመስል፡ ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ 1. ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ካብ ወላዲኡ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ውላዲቱ መብራት ደጊያት ኣደም ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣውራጃ ሰራየ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብዞባ
Read more
You must be logged in to post a comment.