ኣንጸባራቂ ወተሃደራዊ ዓወታት ወያኔ ናበይ ገጹ ፡

ኣንጸባራቂ ወተሃደራዊ ዓወታት ወያኔ ናበይ ገጹ ፡ ኣብ ፈለማ ምጂማር ወራር ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፡ ኣብ ዘቅረብኹዎ ጽሑፍ እቲ ኹናት ብዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ (ም.ሓ.ት) ክፍጸም ምዃኑ ገለጺ ነይረ ። እዚ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መሬቱን ኣብ መንነቱን ንዝመጾ ወራር ሓይሊ ክምክቶን ኣብ መወዳእታ ከኣ ግዜ ይንዋሕ ይሕጸር ተዓዋቲ ምዃኑ ዘጠራጥር ጉዳይ ስለ ዘይነበረ ። ምኽንያቱ ሰውራ
Read more
You must be logged in to post a comment.