Monthly Archives: Jul 2021

ውድባዊ መግለጺ

ውድባዊ መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ብምኽንያት ምትሓዝ ከተማ መቐለ ኣመልኪቱ እዚ ዝስዕብ መልእኽቲ የመሓላልፍ፡- ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ! ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ መሪሕነት ጭፍራ ህግደፍ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ርእይዎ ዘይፈልጥን መዘና ዘይብሉን በደል ኣብ ልዕሊኡ ኣውሪድሉn/የውርደሉ ከኣ ኣሎ። ኣብ ኩሉ መነባብሮ ሂወት ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ኣድሚይዎ እዩ። እዚ ማለት ኣደንቁርዎ፡ ኣጥምይዎ፡ ኣርዒድዎ፡ በታቲንዎ ከይኣክል ኣደዳ ሞትን ስቅያትን ገይርዎ ከም ዘሎ ንኣኻ

Read more