Monthly Archives: Jul 2021

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)    

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)             ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካል ውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ። ዝኸበርካ መንግስትን ህዝብን ትግራይ! ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ ገባቲ መሪሕነት ጉጅለ ህግደፍ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ርእይዎ ዘይፈልጥን መዘና ዘይብሉን በደል

Read more