Monthly Archives: Aug 2021

ቃል ሓዘን ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ)

ቃል ሓዘን ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብሞት ሃገራዊ ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ተኻፋሊ ሓዘን ስድራ ቤትን መሓዙትን መቃልስቱን ምኻኑ ይገልጽ።     ሞት ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ብቀረባን ርሑቕን ዝፈልጥዎ ንብዙሓት ኤርትራውያን ኣዝዩ ዘሕዘነ ተርኽቦ ምዃኑ ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ተኻፋልነቶም ዝገልጹ ውሑዳት ኣይኮኑን። ሓርበኛ ነፍስሄር ተኽለሚኪኤል ገብሩ ኣብ ባህላዉን፡

Read more

ምዕዋት ዕላማ ድሕነት ህዝብን ሃገርን

ምዕዋት ዕላማ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ርእሰ ዓንቐጽ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ብቀዳምነት ዝስራዕ መደብ ምዕዋት ዕላማታት መላእ ደላይ ፍትሒ ድሕነት ህዝብን ሃገርን’ዩ። ኣርዑት ቀይዲ፡ ሰንሰለት ጭቆና መላኺ ስርዓት ጃንዳ ህግዲፍ ሰባቢርካ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ንምርግጋጽ ይጽንሓለይ ዘይበሃለሉ ቀንዲ ሃገራዊ ውራይ እዋናዊ ሕቶ ኮይኑ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝጭርሓሉን ኣብ ዝተፈላልየ መዳይ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ስርሪዒታውን ውደባን ቃልሲ ዝነጥፈሉ’ውን እዩ። ድሕነት ህዝብን ሃገርን

Read more

” ክቑነና ዝመጻ ስ ተነጽየን ይወጻ”

” ክቑነና ዝመጻ ስ ተነጽየን ይወጻ” ርእሰ ዓንቐጽ 21 ነሓሰ 2021 ጃንዳ መራሒ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ካብ ጽባሕ ነጻነት፡ ንባህግታት ህዝቢ ኤርትራ ደፊኑ ንተስፋታትን መጻኢ ዕድል ወለዶ ኤርትራ ዘምከነ ዘቅባጸ መርሆ ሃገራዊ ህንጸት፡ ብፍላይ ንንእሱ ወለዶ ዝኣወጆ ገደብ ኣልቦ ወፍሪ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሎሚ ኣብ 2021 መበል 34 ዙርያ በጺሑ ይርከብ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 23 ዓመታት ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ

Read more

ወራር ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ( ም.ሓ.ት) እንናፍቅ ኤርትራውያን!

ወራር ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ( ም.ሓ.ት) እንናፍቅ ኤርትራውያን!                       ኤርትራ ከም ሃገር ካብ ትፍለጥ ካብ 1993 ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ፣ ብሕጊ ዝቆመ ህዝባዊ መንግስቲ ዘይኾነስ ብሓደ ውልቀ መላኺ እትምራሕ ዘላ ሃገር እያ ። ስለዚ ኣብዘን ዝሓለፋ 30 ዓመታት  ምስ ጎረባብትና እተኻያዱ ኣዕነውቲ ውግኣት ብድልየት ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይኾኑ ዝኾነ ኤርትራዊ ዝስሕቶ ኣይኾነን ። እወ ህዝባዊ ውክልና ዘይብሉ ጉጂለ ፡ ስለ

Read more