ምዕዋት ዕላማ ድሕነት ህዝብን ሃገርን

ምዕዋት ዕላማ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ርእሰ ዓንቐጽ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ብቀዳምነት ዝስራዕ መደብ ምዕዋት ዕላማታት መላእ ደላይ ፍትሒ ድሕነት ህዝብን ሃገርን’ዩ። ኣርዑት ቀይዲ፡ ሰንሰለት ጭቆና መላኺ ስርዓት ጃንዳ ህግዲፍ ሰባቢርካ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ንምርግጋጽ ይጽንሓለይ ዘይበሃለሉ ቀንዲ ሃገራዊ ውራይ እዋናዊ ሕቶ ኮይኑ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝጭርሓሉን ኣብ ዝተፈላልየ መዳይ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ስርሪዒታውን ውደባን ቃልሲ ዝነጥፈሉ’ውን እዩ። ድሕነት ህዝብን ሃገርን
Read more
You must be logged in to post a comment.