ቃል ሓዘን ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ)

ቃል ሓዘን ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ብሞት ሃገራዊ ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ተኻፋሊ ሓዘን ስድራ ቤትን መሓዙትን መቃልስቱን ምኻኑ ይገልጽ። ሞት ስነ ጥበባዊ ሓርበኛ ተኽለሚኪኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ብቀረባን ርሑቕን ዝፈልጥዎ ንብዙሓት ኤርትራውያን ኣዝዩ ዘሕዘነ ተርኽቦ ምዃኑ ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ተኻፋልነቶም ዝገልጹ ውሑዳት ኣይኮኑን። ሓርበኛ ነፍስሄር ተኽለሚኪኤል ገብሩ ኣብ ባህላዉን፡
Read more
You must be logged in to post a comment.