ዝኽሪ ጀጋኑ ተቃለስቲ ኤርትራ 18 መስከረም 2021 !

ዝኽሪ ጀጋኑ ተቃለስቲ ኤርትራ ! 18 መስከረም 2021 ቅድሚ 20 ዓመታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግዲፍ፡ ሚኒስትራትን፡ጋዜጠኛታትን ብጅምላ ዝተኣሰሩላ ቅንያት ወርሒ መስከረም 2001 ፡ ቅድሚኡ ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ተጨውዮም ዝተኣሰሩ ተጋደልትን ዝዝከሩላ ዕለት እያ። እዚ ከቢድ ሃገራዊ ፖለቲካዊ ሓደጋ ህዝብናን ሃገርናን ንዝሓለፎን ዝሓልፎ ዘሎና ጽንኩር ኩነታት ዘመስክር ኮይኑ፡ ተስፍኡን ትጽቢቱን ማሕዲግዎ፡ ኣብ ሰንፈላልን ሻቕሎትን ክነብር ገይርዎ እዩ። ዝተመንዘዐ ክብረታቱ
Read more
You must be logged in to post a comment.