Monthly Archives: Sep 2021

ቃል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ባሕቲ መስከረም

ቃል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ባሕቲ መስከረም ኣቐዲመ ብስመይን ብስም መላእ ኣባላት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)፡ ንኹለ ህዝብና እንቋዕ ናብ’ዛ ታሪኻዊት መዓልቲ – ባሕቲ መስከረም 2021፡ ኣብጻሓካ ክብል ዓቢ ፍናን ይስምዓኒ። ብምቕጻል ነዚ ናይ’ዚ ዕለት’ዚ መደብ ዘዳሎኹምን/ዘዳለኽንን፡ ኣባላት ኣዋሃሃዲ ሽማግለ ፖሓኤ ልዑል ምስጋና ከቕርብ ከለኹ ደስ እንዳበለኒ እዩ። ኣስዒበ ንኣቦ-መንበራት ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትር ነዚ ሃገራዊ

Read more