Monthly Archives: Sep 2021

እንቋዕ ንበዓል ቅዱስ ዮሃንስ መስቐለ ኣብጽሓና

እንቋዕ ንበዓል ቅዱስ ዮሃንስ መስቐለ ኣብጽሓና ኣቦ መንበር ውሓኤ ኣቶ ዮሃንስ ተስፋሚካኤል ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝብና እንቋዕ ንበዓል ቅዱስ ዮሃንስ-መስቐለ ኣብጽሓካ ኣብጽሓና፡ እንዳበልኩ ብስም መላእ መሪሕነትን ኣባላት ውሓኤ ሰላምታይ የመሓላልፈልኩም። ህዝብና ንነዊሕ ዓመታት ስድራ ቤታት ተበታቲኑ ዘይንቡር በዓላት ክሓልፎ ጸኒሑን ኣሎ። ባህግታት ህዝብናን ዘይፈላለ ባሕግታትና ስለ ዝኾነ ከኣ ሰብኣዊ ክብርን መሰልን ንምርግጋጽ ክቡር ባህልታት ህዝብና ኣብ ንቡር ንምምላስ ሓድነትና

Read more