ሳምቡሳምቦ ንዝበለ

ሳምቡሳምቦ ንዝበለስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ቀዳማይ ጸላኢኡ እዩ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይውን ፡ንሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዘሐፍር ገበን እዩ ዝካየድ ዘሎ። አራዊት ተመን ዕዳጋ ከቃብጸካ ዝመጸ፡ምቅባጹ እምበር፡መን የቃብጾ ስለ ዘየገድስ ኩሉ እዩ በትሪ ዘውድቐሉ። ብምሕዝነት ምስ ህዝቢ ትግራይ፡ ንስርዓት ህግደፍ ሳምቡሳምቦ ኢልካምግሓፉ ዝቃወሙ ክንሰምዕ ወሪሕና።ካብ ኣብ ወረቀት ዘሎ ነብሪ፡ አብ ባይታ ወሪድካ ነብሪ ፡ንኽብሪ ህዝበይ ክቃለስየ ንዝበለ፡ክትስዕቦ ወይ ድማ ከተተባብዖ ጥራይ
Read more
You must be logged in to post a comment.