Monthly Archives: Oct 2021

ብደም ኤርትራውያን እትህነጽ ኢትዮጵያ ፋሕ ትበል ።

ብደም ኤርትራውያን እትህነጽ ኢትዮጵያ ፋሕ ትበል ።                       ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፉ 120 ዓመታት ቅድም ብመግዛእቲ ጥልያን ካብ 1890 ክሳብ 1941 ፣ሲዒቡ ከኣ ኣብ ግዜ ፈደረሽን  ብተዘዋዋሪ ኢድ ምትእትታው ኢትዮጵያ ፡ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ተሓሪሙዎ ነይሩ  ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ግዜ ፈደረሽን ጅሚሩ  በቲ ወኪሉዎ ዝነበረ ኮረነል ነጋ ዝብሃል ነቶም ኤርትራ ነጻ ክትኸውን ዝቓለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ፡ ገንዘብ ንሸፋቱ እናዓደለ ኣብ ምቅንጻሎም

Read more