Monthly Archives: Nov 2021

ስራሕ ዝሰኣነ ፈላሲ ቆቡዑ ቀዲዱ ይሰፊ ! ብክብሮም ግረነት

ስራሕ ዝሰኣነ ፈላሲ ቆቡዑ ቀዲዱ ይሰፊ !                       ዝኸበርኹም ተኸታተልቲ ናይ ሎሚ ኣርእተይ ቁሩብ ካብ ጉዳይ ህግደፍ ፍልይ ዝበለ ኽከውን እዩ ። ኣቀዲመ ከብርሆ ዝደሊ ግን ፣ታሪክ ንምትንታትን ይኹን ምጽሓፍ ናይ ግድን ኣብቲ መዓልትን ሰዓትን ፍጻሜ ዝተግበረሉ ብኣካል ክትህሉ ኣሎኻ ማለት ከም ዘይኾነ ክሕብር ይደሊ ። እንታይ ደኣ ብምሁራትን ናይ ታሪኽን ተመራመትን ዝብጻሕ ፍልጠት እዩ ። ሓድ ሓደ ግዜ ሰባት

Read more