Monthly Archives: Dec 2021

ተጋሩን  ትግሪኛን ፡

ተጋሩን  ትግሪኛን ፡                       ኣብዚ ዘሎናዮ መድረኽ ፤ ብሰንኪ እቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስትን ክልል ትግራይ ዝኻያድ ዘሎ ኹናት፡ እቲ ደቂሱ ዝጸንሔ ቁሩቁስ ኣብ መንጎ ተዛረብቲ ትግሪኛ መሊሱ ተወሊዑ ይርከብ ። ብርክት ዝበሉ ተዛረብቲ ትግሪኛ ኤርትራውያን ኣብዚ ሓጺር ግዜ ምስ ዓወታት ሓይልታት ትግራይ ዝተሓሓዝ ፣ ኤርትራውያን ኣይኾናን ፤ተ ጋ ሩ ኢና ፣ ክብሉ ክስምዑ እንከለዉ ፣ ገሊኦም

Read more