ልሳንካ ፡ ምእዳብ

ልሳልካ ፡ ምእዳብ ኣብዚ ዘሎናዮ ዘመን ኣካሒዳ ኩሉ ሰነ -ምግባራውን ባህልን ሰነ ስርዓትን ጎሲናሉ ዘሎና ግዜ ፡ ርሑሳት ወለድና ነዚ ሕጂ ካብ ሓድሓደ ዜጋታት እንሰምዖ ዘሎና ዘሕንኽ ዘረባ ከይሰምዑ ምሕላፎም ዕድልኛታት እዮም ይብል ። ሕማቕ ውሉድ ንወላዲኡ የጽርፍ ፡ ምኽንያቱ ዝኾነ ወላዲ ፡ ውላዱ ብጽቡቅ ስነ ምግባር ናይ ምዕባይ ሓላፍነት ስለ ዝስኸም ። ከምዚ ምስ ተረኽበ እዮም ኣበው
Read more
You must be logged in to post a comment.