ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ጽባሕ እንተይ እዩ ክመስል

ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ጽባሕ እንተይ እዩ ክመስል ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ጽባሕ እንታይ እዩ ክመስል፡ ብልክዕ ክወሃብ ዝኽእል መልሲ ኣደጋታት ዝመልኦ ክነሱ ኣዝዩ ኣጸጋምን ኣብ እንተታት ዝተሞርኮስን እዩ። እዚ ግምታትን እንተታትን ከኣ ሰሪ ብኵራት ሓድነትን ስትራቲጂኻዊ ፖለቲካዊ ስምምዓትና ዝብገስ ይመስል። ን30 ዓመታት ዝኣክል ህዝብናን ብኩሉ መደያቱ ኮነ ተባሂሉ ብመደብ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ፡ማሕበራዊ ፍትሒ ተነፊግዎን ተሓሪምዎን ጥራሕ ዘይኮነስ ነታ ዝተሓተት መዓልታዊ
Read more
You must be logged in to post a comment.