Monthly Archives: Feb 2022

ቃል ሓዘን

ቃል ሓዘን ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ ኤርትራ ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዕለት 9 ለካቲት ዓሪፎም።ሓያል ሻቕሎት ህዝብና ከኣ ብከቢድ ዘሕዝን ወረ ሞት መርድእ በጺሑ።  ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ህጻንነቶም ጀሚሮም ዝሕለፍዎ ነዊሕ መንፈሳዊ ኣገልግሎትን ተጋድሎ ከም ውጽኢት ንሃዋርያዊ ተልእኾኦም ንምፍጻም ዘራኣይዎ ብቅዓት ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ ኮይኖም ተሓርዮም። ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ’ዚ ደረጃ ዘብጽሖም ንመፈሳዊ ሃዋርያዊ ተልእኾ ዘለዎም

Read more

ዘረባታት ይስማዕ ጽሑፋት ይንበብ ኣሎ፡ ንሕና ኸ ስርሓትና ንገብር ዶ ኣለና!

ዘረባታት ይስማዕ ጽሑፋት ይንበብ ኣሎ፡ ንሕና ኸ ስርሓትና ንገብር ዶ ኣለና! ዘረባታት ይስማዕ ጽሑፋት ይንበብ ኣሎ፡ ንሕና ኸ ስርሓትና ንገብር ዶ ኣለና! ብዛዕባ ሓድነትና፡ ንዝመጽእ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ተጻብኦታት ንምክልኻል እንታይ ንገብር ኣለና? ወይስ ዓዲ ሃገር ብዛዕባ ዝበልዎን ዝጸሓፍዎን’ና ክንትንትን ክንዛረብ፡ ንሳቶም ዝዘርግሕዎ ደጊምና ንሕና ብምዝርጋሕ ንረኽቦ ኣሎ ዶ? ብርእይቶይ ሓንቲ ኳ የልቦን። ”ሓንካስ ዘውረዮስ በዓል ፈረስ(ፈርሰኛ) ነይመልሶ ” ዝብል

Read more