Monthly Archives: Mar 2022

ስለ ምንታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ዝኸውን!

ስለ ምንታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ዝኸውን! ስለምንታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ዝኸውን ዝብል ብንጽል ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ፡ እንተ ተባዚሑ ስለምንታይ ኢና ጸላእቲ ነፍስና ንኸውን ክበሃል ማለት እዩ፡ እሞ ኣነ በታ ቀዳመይቲ መስመር ሕጡብ ንጽል ክጽሕፍ መሪጸ ኣለኹ። እወ፡ ስለምታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ኮይነ ክብል እንከለኹ ፡ ብርእሰ ነቐፈታ ጥራሕ ዝሓልፍ ዘይኮነ ኣዝዩ ከቢድ ሓላፍነት ክወስደሉ ዝግብኣኒ፡ዘሕትተኒ ጉዳይውን እዩ። ዛጊት ብውሽጢ፡ጸላኢ ነፍሰይ

Read more

ንዝኽሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት 2022

ንዝኽሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት 2022 ወይ መጋቢት እወ ብሓቂ መጋቢት ብወርሑ ብዕለት ተሓሲቡ ድዩስ ወይ ሃንደበት ንዓኺ ብስምኪ ዝተዓደለት፡              ጥዋፍ የብርህ ሽም ይመርሕ              ሞያኺ ኣደየ ኣየሕጥእ ኣየናስሕ                       መጋቢት ሓንቲ ካብ ዓውደ ኣዋርሕ              ንዓኺ ክትመስል ስምኪ ክትረቑሕ፡ ክንዮ ኩሉ ሞያኺ ልግሲ ሕርሲ ጥንሲ ትጕልጕሊ ትሓርሲ ትምጥኒ ትህንድሲ ሃገራዊት ተኽሊ፡ ናይ ወለዶታት ፈልሲ እዚ ዶ

Read more