ኣምላኽ ይወርድ ወይ ላምና ትወልድ ግዲ!

ኣምላኽ ይወርድ ወይ ላምና ትወልድ ግዲ!ልዕሊ ዕድመ ሓደ ወለዶ ዝወሰደ ምልካዊ ምሕደራ ህግዲፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሃገርናን ከውርዶ ዝጸንሐን ዘሎን ሕሰም መከራ መግለጺ ዘይርከቦ፡ ብቅርጽን ትሕዝቶን፡ፖሊሲታቱን ሓፈሻዊ መደባቱን ኣብ ሚዛንን ገምጋምን ኣትዩ ብፍጹም ከተወዳድሮን ከተመዛዝኖን ዘይከኣል ስርዓት ህግዲፍ ዝኽተሎ ፍልስፍና ክውገን ክስራዕ ዘይክእልን መልክዕ ኣልቦ’ዩ። ኣብ ውሽጢዚ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይብሉ ምሕደራ ከኣ ዩ ነቲ ግድል ንምፍታሕ ዓብይ ጸገም ፈጢሩስ፡መሳርሒ ግፍዒ
Read more
You must be logged in to post a comment.