ቅዋም ዝስከም መሰረት፡ሓያል ሓድነት፡ ሓላፍነት ዝስከም ህዝቢ የድልዮ !

ቅዋም ዝስከም መሰረት፡ሓያል ሓድነት፡ ሓላፍነት ዝስከም ህዝቢ የድልዮ ! ኣብ ሓንቲ ሃገር ደሞክራሲያዊ ቅዋም ልዕሊ ኩሉ ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእ መሰረት ሰላምን ራህዋን፡ስልጣን ዕብየት ተርእዮ’ዩ። መሪሕ ቅዋም ምንዳፍ፡ ቅዋም ምትካል ማለት ከኣ ንባዕሉ ዝስከምዎ ኣዕኑድ፡ ኣህዛብ ሓንቲ ሃገር ክሰማምዕሉ ዘለዎምን ክስከምዎ ዘለዎም ግድነታዊ ሓላፍነት ምስ ዝመዓራረይ’ዩ። ብጻልጣእኡ ግድነት ክህልወና ኣለዎ ብዝብል መስርሕ፡ መቆሚ ዘይብሉ ቅዋም ምንዳፍ ማዕረ ክንደይ ደገፍ ህዝቢ ክህልዎ
Read more
You must be logged in to post a comment.