Monthly Archives: Oct 2022

መቓልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ

መቓልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ መቓልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ ሎሚ በቶም ንሙሉእ ዕድመን ንሂወቶምን ንመንፈሳዊ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ማሕላን መብጽዓን ዝፈጸሙ ጎሳ ህዝቦም ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ኣይኮነን ጀሚሩ። መቀጸልታ ግፍዒ ጉዕዞ ስርዓት ህግዲፍ ጥራሕ’ዩ። እንተኾነ ገለ ክፋል ህዝብና ንቲ መቃልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ ሸለል ብምባል ክሓልፎ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ። “ኣቡና ኣበይ ኣለዉ” ከምቲ ምስላ ኣቦታት ኣብ

Read more

ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ብሽፍታ ተጨውዮም

ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ብሽፍታ ተጨውዮም                       ህግድፍ ንኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ብዕለት 10/5/22 ካብ መገሻ ኣናተመልሱ ካብ ኣየርፖርት ኣስመራ ከም ዝጨወዮም ተሓቢሩ ዝኸበርኹም ሕዝቢ ኤርትራ ክርስትያንና ኣስላማይና እዚ ሽፍታ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ጉጂለ ኣብ ስልጣን ዲዩ ክነበር ደልዩ ወይስ ነጻነት ኤርትራ ኣጣዒሱዎ ንህዝብና ካብ መሬቱን ካብ ድምበኡን ካብ ቀርዓቱን ጓሕጉሑ ክጥፈኣና ካብ ዝቓለስ እነሆ 31 ዓመታት ሓሊፉ ። ድሮ እውን ኣብ

Read more