ታሪኽ ሂወት ጅገና ነባር ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም (መድሃኔ ቺና)

መድሃኔ ተኽለማርያም (መድሃኔ ቺና) ታሪኽ ሂወት ጅገና ነባር ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም (መድሃኔ ቺና) ፍቅሩን ሕያውያን እንፈትዎ ሓውና ነፍስሄር ጅግና ነባር ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም፡ ካብ ኣቦ’ኡ ብላታ ተኽለማርያ መርሻን፡ኣደኡ ወይዘሮ ብርዛፍ መብራህቱ ብዕለት 26 ወርሒ ለካቲት 1956 ኣብ ሕምርቲ ከተማ ኣስመራ ኪዳነ ምህረት ተወሊዱ ኣብኡ ዓብዩን። ነፍስሄር መድሃኔ ኣብ መንጎ 10 ዓበይትን ንኣሽቱን ኣሕዋቱ መበል 7ይ ርእሲ ኣብ ስድራ ቤት ብላታ
Read more
You must be logged in to post a comment.