ኣይፋል ብዋጋ ሃገር፡ ኣብ ስንኩፍ ታሪኽ ብምምርኳስ፡ ብኣቛራጭ ስልጣን ንምሓዝ ኣይንሕለም!

ኣይፋል ብዋጋ ሃገር፡ ኣብ ስንኩፍ ታሪኽ ብምምርኳስ፡ ብኣቛራጭ ስልጣን ንምሓዝ ኣይንሕለም! ሓምድ ድራር ምኽትል ኣቦ መንበር ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራዊያን 26 ታሕሳስ 2022 ብጀካ ጸማም እዝኒ ምሃብ ዝሰምዕ ሰብ ስለተሰአነ፡ እዚ ሎሚ ካብ ዓንኬል ውድበይ እባ ውድብካ፣ ዝብል አምር፣ ወጺአ ኩሉ ብሃገሩ ዝሻቐል ዜጋን ንሓቐኛ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ኣብ ኤርትራ ዝቓልስ ደላይ ፍትሒን ንኽፈልጦ ዝደለኹ፣ ገለ ካብቲ ንነውሕ
Read more
You must be logged in to post a comment.