ንዝኽሪ ጅግና ሓርበኛ ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም

ወዲ ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ማእከል ጎይታ ዒላ ዛዕዳ ጎይታ ጎቦ ተከል ጎይታ ዓላኬብ ሰጣሕ ጎላጉል ጎይታ ዓራግ ዓራሪብ ሳሕል፡ ትሑት ተባዕ ኣይጀሃር ኣይብዳዕ መትከላዊ ጽኑዕ ኣይስንኩፍ ኣይግዳዕ ከም ዕምበባ መሮር ጽጌናይ መዓር ዘይምኖ ዕላል ቁም ነገር ጅግና ጋሽ ሰቲት ኦምሓጀር ወዲ በዓቲ ወዲ ሰቐር፡ ሓይሊ ደበሳይ ወዲ በይድ ዓንደብርሃን ኣበድ ሰብ ካልሽን፡ሃውን ከቢድ
Read more
You must be logged in to post a comment.