መተካእታ ዘይብሉ ሙሉእ ነጻነት ኤርትራ ታሪኻዊ መንቐሊኡን 1ይ ክፋል

ዘመን በርሚል ዘመን በርሚልዋናይ ዕንክሊልባዕለይ ዕንክሊልማይ ኣይንዕቕል፡ ጥዑም ሓሊፉ ክሻ ተዓጺፉ ኣብ ትሕተይ ተነጺፉ፡ ኣብ ልጉስ ከውሊውሻጠ ምስ ዕትሮ ጻሕሊኣብ ገበላ መጽለሊ፡ ሓንቂቕን ከቢረን ብኣውሊዕ ክዕጠን ኩሉ ብዓቕን፡ ግዜ ህግደፍብጸሓይ ክግረፍክጭፍለቕ ክሸራረፍ፡ ሓቦ እገብር ፡ ሰብ ክብደል ብጽምኡ ንዓይ ክሕንግር ክሓዝል ኣብ ሪጋ ቀንፈዘው ሕድር ውዕል፡ ሰብና በርሚልና ጀርካን በራድማይ ናብ ዘለዎ ተሰሪዕና ንኸይድዝሕጎስ የለን ብዘይካ ዝዋረድኣብ
Read moreመድሃኔ ተኽለማርያም (መድሃኔ ቺና) ታሪኽ ሂወት ጅገና ነባር ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም (መድሃኔ ቺና) ፍቅሩን ሕያውያን እንፈትዎ ሓውና ነፍስሄር ጅግና ነባር ተጋዳላይ መድሃኔ ተኽለማርያም፡ ካብ ኣቦ’ኡ ብላታ ተኽለማርያ መርሻን፡ኣደኡ ወይዘሮ ብርዛፍ መብራህቱ ብዕለት 26 ወርሒ ለካቲት 1956 ኣብ ሕምርቲ ከተማ ኣስመራ ኪዳነ ምህረት ተወሊዱ ኣብኡ ዓብዩን። ነፍስሄር መድሃኔ ኣብ መንጎ 10 ዓበይትን ንኣሽቱን ኣሕዋቱ መበል 7ይ ርእሲ ኣብ ስድራ ቤት ብላታ
Read moreወዲ ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ማእከል ጎይታ ዒላ ዛዕዳ ጎይታ ጎቦ ተከል ጎይታ ዓላኬብ ሰጣሕ ጎላጉል ጎይታ ዓራግ ዓራሪብ ሳሕል፡ ትሑት ተባዕ ኣይጀሃር ኣይብዳዕ መትከላዊ ጽኑዕ ኣይስንኩፍ ኣይግዳዕ ከም ዕምበባ መሮር ጽጌናይ መዓር ዘይምኖ ዕላል ቁም ነገር ጅግና ጋሽ ሰቲት ኦምሓጀር ወዲ በዓቲ ወዲ ሰቐር፡ ሓይሊ ደበሳይ ወዲ በይድ ዓንደብርሃን ኣበድ ሰብ ካልሽን፡ሃውን ከቢድ
Read moreኣይፋል ብዋጋ ሃገር፡ ኣብ ስንኩፍ ታሪኽ ብምምርኳስ፡ ብኣቛራጭ ስልጣን ንምሓዝ ኣይንሕለም! ሓምድ ድራር ምኽትል ኣቦ መንበር ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራዊያን 26 ታሕሳስ 2022 ብጀካ ጸማም እዝኒ ምሃብ ዝሰምዕ ሰብ ስለተሰአነ፡ እዚ ሎሚ ካብ ዓንኬል ውድበይ እባ ውድብካ፣ ዝብል አምር፣ ወጺአ ኩሉ ብሃገሩ ዝሻቐል ዜጋን ንሓቐኛ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ኣብ ኤርትራ ዝቓልስ ደላይ ፍትሒን ንኽፈልጦ ዝደለኹ፣ ገለ ካብቲ ንነውሕ
Read moreመቓልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ መቓልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ ሎሚ በቶም ንሙሉእ ዕድመን ንሂወቶምን ንመንፈሳዊ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ማሕላን መብጽዓን ዝፈጸሙ ጎሳ ህዝቦም ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ኣይኮነን ጀሚሩ። መቀጸልታ ግፍዒ ጉዕዞ ስርዓት ህግዲፍ ጥራሕ’ዩ። እንተኾነ ገለ ክፋል ህዝብና ንቲ መቃልሕ ደወል ግፍዕን ጭቆናን ህግዲፍ ሸለል ብምባል ክሓልፎ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ። “ኣቡና ኣበይ ኣለዉ” ከምቲ ምስላ ኣቦታት ኣብ
Read moreኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ብሽፍታ ተጨውዮም ህግድፍ ንኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ብዕለት 10/5/22 ካብ መገሻ ኣናተመልሱ ካብ ኣየርፖርት ኣስመራ ከም ዝጨወዮም ተሓቢሩ ዝኸበርኹም ሕዝቢ ኤርትራ ክርስትያንና ኣስላማይና እዚ ሽፍታ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ጉጂለ ኣብ ስልጣን ዲዩ ክነበር ደልዩ ወይስ ነጻነት ኤርትራ ኣጣዒሱዎ ንህዝብና ካብ መሬቱን ካብ ድምበኡን ካብ ቀርዓቱን ጓሕጉሑ ክጥፈኣና ካብ ዝቓለስ እነሆ 31 ዓመታት ሓሊፉ ። ድሮ እውን ኣብ
Read moreቅዋም ዝስከም መሰረት፡ሓያል ሓድነት፡ ሓላፍነት ዝስከም ህዝቢ የድልዮ ! ኣብ ሓንቲ ሃገር ደሞክራሲያዊ ቅዋም ልዕሊ ኩሉ ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእ መሰረት ሰላምን ራህዋን፡ስልጣን ዕብየት ተርእዮ’ዩ። መሪሕ ቅዋም ምንዳፍ፡ ቅዋም ምትካል ማለት ከኣ ንባዕሉ ዝስከምዎ ኣዕኑድ፡ ኣህዛብ ሓንቲ ሃገር ክሰማምዕሉ ዘለዎምን ክስከምዎ ዘለዎም ግድነታዊ ሓላፍነት ምስ ዝመዓራረይ’ዩ። ብጻልጣእኡ ግድነት ክህልወና ኣለዎ ብዝብል መስርሕ፡ መቆሚ ዘይብሉ ቅዋም ምንዳፍ ማዕረ ክንደይ ደገፍ ህዝቢ ክህልዎ
Read moreእንሻ ኣላህ ሰላም ግል ትምጻእ ዎ ኣድና ንኣተ፡ ምስል ሻዓብና ሕኩመትና ሕኩመት ኣማን ሕኩመት ሰላም ውሕደት ንወደ።
Read moreመልእኽቲ እቴጌ ኤለኒ፡ንንጉስ ኣማኑኤል ፖርትጋል 1510 ዓ.ም ኣብ’ዚ ሕጂ ዘቅርቦ ዘለኹ ሓበሬታ፡ ነታ ድርቲ ጽሕፈት ኣብ FB ዝተዘርግሐ መብርህን ክትኸውን ትኽእል’ያ ዝብል እምነት ኣለኒ። ኣብ’ዚ ሓጺር ግዜ ብዙሓት ሰባት ብዛዓብ’ዛ ጽሕፍቲ ተገዳስነት ስለ ዝገበሩ ከኣ ካብ’ቲ ዘለኒ ትሕዝቶ ክካፈል፡ቀንዲ ዝገደደኒ ምኽንያት ክሓብኦ ኣይደልን። ምኽንያቱ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ወይ ኣዋርሕ ካበይ ነቒሉ ዘይርድኣኒ፡ብዛዕባ ወደብን መስመር ባሕር ኢትዮ-ኤርትራ ንዝምልከት ብዙሕ ክበሃል ጸኒሑ’ሞ፡
Read moreድራኺ ሓይሊ ሓድነትና ዝተኽፍለ ክቡር ዋጋ’ዩ! ድራኺ ሓይሊ ሓድነትና ዝተኽፍለ ክቡር ዋጋ ግድነት ክምለስ ዘለዎ ዕዳ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ’ዩ! ኣብ’ዚ ንነብረሉ ዘለና ህልዉ ግዜ ሓድነት ክውን ንምግባር ኣብ ስምምዕ ክብጻሕ ዘኽእል ኣብ ባይታ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት እኹልን ተረፍን’ዩ። ሓድነትና ከነረጋግጽ ኣለና ድዩ? እወ ከም ሓደ ህዝብና ሃገርን ብዘይ ቅድመ ኩነት ህላውነትና ዘረጋግጽ ኣርማን ምልክትን እንኾ ሓድነትና እዩ። ምሕያል ሓድነትና ብውልቀ
Read moreኣምላኽ ይወርድ ወይ ላምና ትወልድ ግዲ!ልዕሊ ዕድመ ሓደ ወለዶ ዝወሰደ ምልካዊ ምሕደራ ህግዲፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሃገርናን ከውርዶ ዝጸንሐን ዘሎን ሕሰም መከራ መግለጺ ዘይርከቦ፡ ብቅርጽን ትሕዝቶን፡ፖሊሲታቱን ሓፈሻዊ መደባቱን ኣብ ሚዛንን ገምጋምን ኣትዩ ብፍጹም ከተወዳድሮን ከተመዛዝኖን ዘይከኣል ስርዓት ህግዲፍ ዝኽተሎ ፍልስፍና ክውገን ክስራዕ ዘይክእልን መልክዕ ኣልቦ’ዩ። ኣብ ውሽጢዚ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይብሉ ምሕደራ ከኣ ዩ ነቲ ግድል ንምፍታሕ ዓብይ ጸገም ፈጢሩስ፡መሳርሒ ግፍዒ
Read moreስለ ምንታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ዝኸውን! ስለምንታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ዝኸውን ዝብል ብንጽል ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ፡ እንተ ተባዚሑ ስለምንታይ ኢና ጸላእቲ ነፍስና ንኸውን ክበሃል ማለት እዩ፡ እሞ ኣነ በታ ቀዳመይቲ መስመር ሕጡብ ንጽል ክጽሕፍ መሪጸ ኣለኹ። እወ፡ ስለምታይ እየ ጸላኢ ነፍሰይ ኮይነ ክብል እንከለኹ ፡ ብርእሰ ነቐፈታ ጥራሕ ዝሓልፍ ዘይኮነ ኣዝዩ ከቢድ ሓላፍነት ክወስደሉ ዝግብኣኒ፡ዘሕትተኒ ጉዳይውን እዩ። ዛጊት ብውሽጢ፡ጸላኢ ነፍሰይ
Read moreንዝኽሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት 2022 ወይ መጋቢት እወ ብሓቂ መጋቢት ብወርሑ ብዕለት ተሓሲቡ ድዩስ ወይ ሃንደበት ንዓኺ ብስምኪ ዝተዓደለት፡ ጥዋፍ የብርህ ሽም ይመርሕ ሞያኺ ኣደየ ኣየሕጥእ ኣየናስሕ መጋቢት ሓንቲ ካብ ዓውደ ኣዋርሕ ንዓኺ ክትመስል ስምኪ ክትረቑሕ፡ ክንዮ ኩሉ ሞያኺ ልግሲ ሕርሲ ጥንሲ ትጕልጕሊ ትሓርሲ ትምጥኒ ትህንድሲ ሃገራዊት ተኽሊ፡ ናይ ወለዶታት ፈልሲ እዚ ዶ
Read moreቃል ሓዘን ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ ኤርትራ ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዕለት 9 ለካቲት ዓሪፎም።ሓያል ሻቕሎት ህዝብና ከኣ ብከቢድ ዘሕዝን ወረ ሞት መርድእ በጺሑ። ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ህጻንነቶም ጀሚሮም ዝሕለፍዎ ነዊሕ መንፈሳዊ ኣገልግሎትን ተጋድሎ ከም ውጽኢት ንሃዋርያዊ ተልእኾኦም ንምፍጻም ዘራኣይዎ ብቅዓት ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ ኮይኖም ተሓርዮም። ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ’ዚ ደረጃ ዘብጽሖም ንመፈሳዊ ሃዋርያዊ ተልእኾ ዘለዎም
Read moreዘረባታት ይስማዕ ጽሑፋት ይንበብ ኣሎ፡ ንሕና ኸ ስርሓትና ንገብር ዶ ኣለና! ዘረባታት ይስማዕ ጽሑፋት ይንበብ ኣሎ፡ ንሕና ኸ ስርሓትና ንገብር ዶ ኣለና! ብዛዕባ ሓድነትና፡ ንዝመጽእ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ተጻብኦታት ንምክልኻል እንታይ ንገብር ኣለና? ወይስ ዓዲ ሃገር ብዛዕባ ዝበልዎን ዝጸሓፍዎን’ና ክንትንትን ክንዛረብ፡ ንሳቶም ዝዘርግሕዎ ደጊምና ንሕና ብምዝርጋሕ ንረኽቦ ኣሎ ዶ? ብርእይቶይ ሓንቲ ኳ የልቦን። ”ሓንካስ ዘውረዮስ በዓል ፈረስ(ፈርሰኛ) ነይመልሶ ” ዝብል
Read moreልሳልካ ፡ ምእዳብ ኣብዚ ዘሎናዮ ዘመን ኣካሒዳ ኩሉ ሰነ -ምግባራውን ባህልን ሰነ ስርዓትን ጎሲናሉ ዘሎና ግዜ ፡ ርሑሳት ወለድና ነዚ ሕጂ ካብ ሓድሓደ ዜጋታት እንሰምዖ ዘሎና ዘሕንኽ ዘረባ ከይሰምዑ ምሕላፎም ዕድልኛታት እዮም ይብል ። ሕማቕ ውሉድ ንወላዲኡ የጽርፍ ፡ ምኽንያቱ ዝኾነ ወላዲ ፡ ውላዱ ብጽቡቅ ስነ ምግባር ናይ ምዕባይ ሓላፍነት ስለ ዝስኸም ። ከምዚ ምስ ተረኽበ እዮም ኣበው
Read more
You must be logged in to post a comment.