Category Archives: News

መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን!

መላኺ ስርዓት ህግዲፍን ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን! ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ምቅይያራት ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊትን፡ ኣማሓደርቲ ዞባታታት ገይሩ ከም ዘሎ ይሕበር። እዚ ሓድሽ ምቅይያራት ላዕለዎት መራሕቲ ከኣ ምስ’ቲ ኣብ ሃገርና ዝኸይድ ዘሎ ዘይፍትሓዊ ምሕደራን፡ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ዘይርጉእ ኩንታት፡ ህዝባዊ ተቃውሞ ከይለዓል ዘንቀሎ ስግኣታት ሓደ ሸነኽ ክኸውን እንከሎ፡ ሰላም ተረኺቡ’ዩ እንዳበለ ዘካይዶ ፕሮፓጋንዳዊ ምድንጋራት፡ ህዝቢ

Read more

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡

ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት መንግስትን፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡዛቢ ይርከቡ፡ ሰበ ስልጣናት መንግስቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ኣባላት ጸጥታ፡ መላኺ ስርዓት ጉጅለ ህግዲፍ ንሕክምና ኣብ ኣቡ ዛቢ ይርከቡ። ኣብ ዛይድ ወታሃደራዊ ሆስፒታል ክንክን ሕክምና ይግበረሎም ከም ዘሎ ከኣ ተሓቢሩ። እዞም ሕማሞም ዘይተገልጸ ላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳዮም ብኣዝዩ ዕቱብ ምስጢር ተተሒዙ ከም ዘሎ ተፈሊጡ። ካብ’ቲ ሆስፒታል ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም ዝገልጾ” ኣብ ውሽጢ’ቲ ሆስፒታል ብርክት

Read more

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡

ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ንኤርትራ ትሕግዝ፡ ብሓሙስ ዕለት 23 ጥሪ 2020 ኣብ በርነር-ሳይቱንግ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዛዕባ ኤርትራ ዝወጸ ከም ዝሕብሮ፡ መንግስቲ ስዊዘርላንድ 6 ሚሊዮን ፍራንክ ኣብ’ዚ ዝመጽእ 3 ዓመታት ንኤርትራ ሓገዝ ከም ትህብ ዝገልጽ’ዩ። እዚ ሓገዝ ከኣ ብፍሉይ መደብ ንዕብየትን ስልጠና መንእሰያት ምዃኑን፡ ነቲ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድናታት ንምብርባር’ዩ ይብል። ነዚ መደብ ስልጠና መንእሰያት ተባሂሉ ዝወሃብ ደገፍ

Read more

ዓውደ ክትዕ ስቶክሆልም ABF መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ!

ዓውደ ክትዕ ስቶክሆልም ABF መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ርጉጽን ርጉእን እዩ! እዚ ኣርእስቲ እዋናውን፡ ኣገዳሲ ሕጋውነት ዘለዎ ሕቶ ህዝብን ሃገርን’ዩ። ማሕበር ሽወደን-ኣፍሪቃውያን ኣብ ስቶክሆልም ነዚ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ህዝቢ ክፈልጥ ክርዳእን ንምግባር ዝተኻየደ ዓወዲ ዘተ እዩ። ኣብ’ዚ ዓወደ ዘተን ክትዕን ከኣ በዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ኣርእስቲ ጽሑፍ ዘቅረቡ ዝቀረቡ እዞም ዝስዕቡ ነበሩ። ኣቶ ቡ የውሃንሶን ኣምባሳድር ሽወደን ኣብ

Read more

መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 18 ታሕሳስ 2020 ትማሊ ቀዳም ዕለት 18 ጥሪ 2020 መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓድለ ተኻይዱ። ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ፡ ጉባኤ ካብ ዘሕለፎም ውሳኔታት ኣብ ትግባረ ንምውዓል ከስርሖ ዝጸንሐን ንብድሕሪ ሕጂ ክትግበሩ ዘለዎም መደባት ኣገባብ ተሊሙ። ውሽጣዊ ሓድነቱ ንምሕያል ስርዒቱ ኣጻፊፉ ይሰርሕ ምህላዉ ርእዩ። ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሙሉእ ስእሊ

Read more

UDC Central Council held the last meeting of its first regular session today 18 January 2020.

News UDC: 18 January 2020 The UDC Central Council held the last meeting of its first regular session today 18 January 2020. During the meeting which lasted over three hrs, members discussed several items left from the previous meeting and in particular those that are directly related to the process of finalising the organisational structure. Members also dedicated considerable amount

Read more

መንስግቲ ሱዳን ዓመታዊ ሃገራዊ ባጀት ሰሊዑ

መንስግቲ ሱዳን ዓመታዊ ሃገራዊ ባጀት ሰሊዑ ምንጪ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 27/12/2019 ናይ 73 ቢልዮን (1.62 ቢሎን ዶላር) ሕጽረት ወይ ደፊሲት ዘለዎ ናይ 2020 ዓመታዊ ባጀት ከምዝጽደቀ፣ ሚኒስትር ፋይናንስ ሱዳን፣ ኢብራሂም ኣልባዳዊ ገሊጹ። እዚ ካቢነ ሚኒስትራትን ባይቶ ሉኡላወነትን (governing council) ኣጽዲቅዎ ዘሎ ባጀት፣ ድሕሪ ምውዳቅ ስርዓት ኣልባሺር፣ ንመጀመርያ ግዜ ይኹን ዳኣ’ምንበር እዚ ባጀት ብዙሕ ተቃውሞ የጋጥሞ ኣሎ። ብፍላይ ካብቲ

Read more
« Older Entries