ርሑስ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር፡ ምስ ሰላምታ ቲቪ ሰነድ ኤርትራ

እንሻ ኣላህ ሰላም ግል ትምጻእ ዎ ኣድና ንኣተ፡ ምስል ሻዓብና ሕኩመትና ሕኩመት ኣማን ሕኩመት ሰላም ውሕደት ንወደ።
Read moreእንሻ ኣላህ ሰላም ግል ትምጻእ ዎ ኣድና ንኣተ፡ ምስል ሻዓብና ሕኩመትና ሕኩመት ኣማን ሕኩመት ሰላም ውሕደት ንወደ።
Read moreStatement of Eritrean Political Forces On the Current Developments in Ethiopia We, the allied Eritrean Political Forces (EPF) in forced exile, received with shock and consternation the Ethiopian media reports of armed flare up in mid-night of 3 to 4 November 2020 because of the internal misunderstandings that existed between Ethiopian political forces. We no doubt followed with deep concern
Read moreJUNE 22, 2020| UPDATED: 3 DAYS AGO Africa Press Office Content provided by APO Group. CNBC Africa provides content from APO Group as a service to its readers, but does not edit the articles it publishes. CNBC Africa is not responsible for the content provided by APO Group. African Union Member States (54) reporting COVID-19 cases (306,567) deaths (8,115), and recoveries
Read moreBy NIKOLAJ NIELSEN BRUSSELS, 16. JUN, 07:07 After a 25-year presence in Eritrea’s capital city, the European Union says a recent request by its ruling dictator for millions to tackle the pandemic is a sign of improved relations. The comments made by Lothar Jaschke, an official within the EU’s foreign policy branch EEAS, follows EU-funded procurement projects where forced labour is used
Read moreرسالة السيد تسفامكئيل يوهنس رئيس اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بمناسبة عيد الفطر المبارك في البداية أود أن أزّف أحرّ التهاني والتبريكات وأطيب الأماني إلي كافة مسلمي إريتريا جميعا أينما كنتم، في داخل الوطن و في الشتات بمناسبة عيد الفطر المبارك وكل عام وأنتم بخير. كما أود أن أهنئكم بقدوم هذا العيد الذي يأتي بعد صيامكم شهر رمضان في
Read moreEritrea: Tackling COVID-19 Pandemic requires a swift national action, global cooperation and multilateral partnership COVID-19 is a borderless pandemic that is spreading across the world exponentially. Combating the spread of the virus would require taking radical measures with effective leadership response, inter-ministerial coordination, global cooperation and the establishment of crisis management and advisory body comprising healthcare professionals and scientists. To
Read moreإفتتاحية:- قرارات مبادرات الوحدة و العمل المشترك يجب أن تتناغم مع التطبيق نحن نعيش في عهد نظام دكتاتوري مستبد ، يقمع شعبه و يحاول طمس هويته أو النيل من سيادته. تحمل الشعب الإرتري ومنذ تحرير كامل تراب أرضه، كل أنواع الظلم مرة أخرى على يد نظام الهقدف الديكتاتوري، فإلتف حول قياداتها من داخل الوطن و خارجه التي أبت ان تركع
Read moreውሳኔ ተበግሶ ሓድነትን ሓባርዊ ስርሓትን፡ ምስ ትግባረ ዝሳነ ክኸውን ይግባእ! ርእሰ ዓንቐጽ ውሓዲለ ንርከበሉ መዋእል ንጥፍኣትና ዝህቅን፡ ምሕደራ ሓደ ጨካን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ ድሕሪ ነጻነት፡ በቶም ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነበሩ፡ንምልኪ ዘይምብርኸኹ ጀጋኑ ደቁ ንዳግማይ ግፍዒ ተጻዊሩ፡ ግዙፍ ዋጋ ከፊሉ፡ ሰለይ እንዳበለ ክሳብ ኣብ’ዚ ሕጂ ንረከበሉ ኣዝዩ ኣብ ዝተሓላለኸን፡ ብወጥሪ ዝተመልአ ውሽጣውን ግዳማውን ፖለቲካዊ ጉዳያት ንድሕነት
Read moreንዓና ንኤርትራውያን ካብ’ዚ ዝሓሰመ ግዜ ክመጸና ይኽእል’ዶ? ርሑቕ ከተማዕዱን ንመጻኢ ክትጥምትን ኣዝዩ ከቢድ ነገር’ዩ። ደቂ-ሰባት ከአ ኣብ ዘለውሉ ግዜ ኴይኖም ብዘለዎም ሕሰመ-መከራ ጥራይ ተዓብሊሎም ንርሑቕ ከማዓድዉን ናብ መጻኢ ጠሚቶም ዘላቒ ፍታሕ ከትልሙ/ክህንድሱን ይጽገሙ። “ሽግር መባኣሲ” ከም ዝብሃል ከአ፣ ኣብ ልዕሊ ዓቢ-ቀላይ ብሓደ እናንሳፈፉ መርከብ-ድሕነት ካብ ህቦቡላ(ማዕበል) ከድሕኑ ክንዲ ምቅላስ ሓድሕድ ይዋጠጡ። እሞ ደረት-ትርኢት ደቂሰባት ይኹኑ ናይ ሕብረተሰባት፣ ምስ ኵነታት ራህዋን
Read moreኤርትራ ኣብ መዝገብ ካልኣይ ዙርያ እገዳ መገሻ ሃገራት ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ’ቲ ውሩይ ዎል ስትሪት ጆርናል The wall Street Journal ተባሂሉ ዝፍለጥ ጋዜጣ ምምሕዳር ፕረሲደንት ትራምፕ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካልኣይ ዙርያ፡ ዳግማይ ካብ ኣፍሪቃን ኤስያን ሓንቲ ኤውሮጳዊት ዝርከብአን ኣስታት 7 ሃገራት፡ ዜጋታተን ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ከይኣትዉ እገዳ ክግበረለን ይሕሰብ ከም ዘሎ ኣብ’ቲ ትማሊ ብዕለት 21 ጥሪ 2020 ዝተዘርግሐ ሕታም ሰፊሩ
Read moreإفتتاحيةمفهوم التعصب الديني و الإقليمي في إرتريا وتاثيراته على العملية السياسة !التنوع الإثني و الديني للشعب الإرتري هو أساس الهويه الثقافية التي تكونت منها الهوية الوطنية الإرترية. وعلى مر التأريخ أثبت الشعب الإرتري صلابة وحدته الوطنية مستمداً قوته من ذاك التنوع الثقافي المتجانس للحافظ على وحدة أرضه، واقفاً في كل الأحوال وقفة رجل واحد، في السراء و الضراء لحماية وطنه
Read moreዘይንጹር መደብ ቅርጺ ሃገራዊ ፖሊቲካ ዘኸትሎ ኣሉታዊ ሳዕቤን፡ ኤርትራ መበቆል ዝተፈላልየ ሕብረ ብሄራዊ፡ዓሌታትን፡ እምነታት ዘለዎም ኣሕዛብ ዝቆመት ሃገር ስለ ዝኾነት መርኣያ ብዙሕነት ባህልን ልምድን’ያ። ኤርትራ ሓድነት ህዝባን መሬታን ኣቒባ ዝጸንሐት፡ ሕሉፍ ታሪኽ ዝምስክሮ’ውን እዩ። ከም’ቲ ሓረስታይ ክዘርእ ” ኣስመር” ዝብል፡ ከም’ቲ መርዓት ክትወጽእ ” ዑፈይ ስመርለይ” ተባሂሉ ዝድረፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣብ ጽቡቕን ሕማቅን፡ ኣብ ሰላምን ኵናትን፡ ብሓደ ኮይኑ
Read moreሕድሪ ጀጋኑና፡ ሕድሪ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ’ዩ ሕድሪ ዝተቀበልናዮ ምስጢር ዘይፈልጡ፡ ብዙሕ ክዛረቡ ይኽእሉ’ዮም። ቅድሚ ሕጂ’ውን ልዕሊ 60 ዓመታት ዘቁጸረ ብሂላትን፡ ነጻነት ኤርትራ ዘይቅበልዎን ወገናት ክሳብ ሎሚ ከም ብዕሪር ብዝተፈላልዩ ሰባት ተደጋጊሙ ኣብ ማሕበራዊ መራኺቢ ብዙሓት ክዝረብ ይስማዕ። ንምዃኑ እቶም ዝዛረቡ እንታይ ይብሉ ኣለው፡ ከይተገምገመን እንታይነቶም ከይተፈልጠን ”ወደብ ዓሰብን ባጽዕን ወደብ ኢትዮጵያ ንስለ ዝበሉ” ጥራሕ ዶኾን ይኸውን? ውልቃዊ ረብሓ ዶ ኸ
Read moreThreat or delusion? Ever since the Eritrean people’s heroic struggle for independence triumphantly came to an end and Eritrea won its independence on 24 may 1991, some nostalgic element who do not understand the Eritrean people ’s struggle or the secret of their victory have continued to live in denial and delusion. Some of those who have never accepted the
Read moreተስፋታትን ብድሆታትን ሓዲሽ ዓመት ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 30 ታሕሳስ 2019 2019 ዓ.ም ኣብቂዓ ናብ 2020 ዓ.ም ኣቢልና ንሰጋገር ኣሎና። ወዲ-ሰብ ብባህልን ባህርን ተመሪሑ ንሓድሽ ዓመት እናሻዕ ብተስፋ ኢዩ ዝቕበላ። ኣብ ዝሓለፎ ዓመት ዘጋጠሙ መረርቲ ይኹኑ ጥዑማት ተረኽቦታት ገምጊሙ፣ ማለት ንህይወቱን መነባብሮኡን ቀይሱ፣ ናብ ዝሓሸን ዝበለጸን ነጥበ-መቐይሮ ንምስጋር ከአ መደባት ይገብር። ብዛዕባ ሕጸ ይኹን መርዓ ናይ ንዓቕሚ ኣዳም
Read moreኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብሓባር ይኹንኑ!!እቲ ብዕለት 26 ሕዳር 2019 ሰሉስ መዓልቲ፣ ኣብ ከተማ ለንደን ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብጻይና ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ሓላፊ ረድዮን ሳተላይት ቲቪን ኣሰና ተጌሩ ዘሎ ግብረሽባራዊ መጥቃዕቲ ኣጥቢቕና ንዅንን። እዚ ንሓው እማኑኤል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ፣ ቅድሚ ሓደ
Read moreشعبنا يخرج من صمته الشعب الإرتري الذي يبحث عن السلام و العدالة خاض نضالاً ضد الإضطهاد و القمع الذي ظل يمارسه بإستمرار نظام الجبهة الشعبية منذُ 28 عاما من حكمه ومحاولاته للنيل من السيادة الوطنية بدخوله عملية السلام المزعومة مع إثيوبيا دون علم ومشاركة الشعب. هذه الممارسات و غيرها تركت أثاراً تارخية سلبية لا يمكن نسيانها على الشعب الإرتري وخاصة
Read moreደላይ ፍትሒ ህዝብና ንስቕታ ጥሒሱ ይቃለስ! ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣንጻር’ቲ ምልካዊ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ መወዳእታ ዘይብሉ ዓመጽን ግፍዕን ጠጠው ብምባል ብምቅዋምን፡ ንዝሓለፈ 28 ዓመታት ኣብ ልዕላዋነት ኤርትራ ዝነበሮ ስክፍታታት፡ ብፍላይ ድሕሪ ዘይሕጋውን፡ ብዘይተሳትፎን ኣፍልጦን ህዝብና ዝጀመረ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ መጻኢ ወለዶን ዝገደፎ ዘይርሳዕ ታሪኻዊ በሰላታት ተርእዮ ደጊም ሕጂስ ”ይኣኽለና” ብምባል ሕልና ዘበራበረ፡ስቕታን፡እንታይ ገደሰንን
Read moreህዝብና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ንቅሓትን ተሞክሮን ይሰንቅ ዶ ኣሎ ! ንልዕልና ሕጊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ማዕረነት ዜጋታት ንምውሓስ ኣብ ዝካይድ ቃልሲ ህዝብታት ተመክሮን ንቅሓትን ሰኒቆም ክጓዕዙ ኣማራጺ ዘይብሉ መለልዩ መወዳእታ ክብጻሕ ዝድለ ዕላማን ኣሳልጦ’ዩ። ኣንጻር መን ትቃለስ ምህላውካ ዘነጻር ዕልማ ክህልወካ ስንቒ ንቅሓት ተመክሮን ወሰንቲ’ዮም። ንቅሓት ድላይካ ምዝራብ፡ ተሞክሮ ከኣ ዕድመኻ ኣብ ቃልሲ ምቁጻር ዘይኮነን፡ ምስ’ቲ ተነጻጽሮ ዘለኻ ፖለቲካዊ ዕላማ
Read moreማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዱ ትማሊ ዕለት 10 ሕዳር 2019 ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ውሓዲለ) ኣኼባ ኣካይዱ። ኣፈ ባይቶ ኣቶ ሓምድ ድራር ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምስ ኣብ ከባቢና ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል ንዝብል ሕቶታት፡ ኩሉ ሸነኻቱ ንውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ይኹን ንደላይ ፍትሒ ህዝብናን ደምበ ተቃውሞናን
Read moreإفتتاحية سياسة السخرية لنظام الجبهة الشعبيةبتأريخ 1 ديسمبر 2019 نشرت جريدة إرتريا الحديثة تعليقا سياسيا تحت عنوان ” أسرار من وثائق الماضي”. تناول التعليق ما أسماها محاولة المخابرات الأمريكية و الإسرائيلية لقلب وتغيير نظام الجبهة الشعبية الديكتاتوري في إرتريا قبل 8 سنوات أي عام 2011.شئ يدعو للإستغراب! بعيدا عن موضوع تدخلات المخابرات الأجنبية، فإن نظام الجبهة الشعبية الديكتاتوري نسى نفسه أنه
Read moreጭርጭር ዓበደ ፖሊቲካ ህግዲፍ ” ካብ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 1 ሕዳር 2019 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተዘርጊሑ ይርከብ። እቲ ሰነዳት ሚስጢር ትማሊ፡ ዝብል ሓተታ ህግዲፍ ንክልተ ትካላት ስለያ፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ኣመልኪቱ ከኣ ቅድሚ 8 ዓመት ዝተፈጸመ ተባሂሉ ማለት 2011 ህግዲፍ ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝተገብረ ፈተነታት ይገልጽ። ዝገርም’ዩ፡ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ዝሓለፈ 18 ዓመታት፡
Read moreረፖርታጅ ዕለት 03/11/2019 ክፍሊ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን፣ንካልኣይ ግዜኣ ኣኸባኣ ኣካናዊና። ኣብ ቀዳማይ ኣኸባኣ፣ብመሰረት ውሽጣዊ-ሕግታት ውድብ ሓድነት ንደሞክራስያዊ ለጢ(ው.ሓ.ደ.ለ.)፣ቆይማ ኣባላታ ንኽላለዩን፣ተቐቢሎሞ ዘለዉ ሰፊሕ ሜዳ ምኹኑ መጠን ተገንዚቦም፡መደበ ስርሓቶም ከጣጥሑ ብዝብል መሰረት 26/10/2019 ኣፈናዊ ኣኸባ ተካናዊኑ። ኣብዚ ኣኸባ’ዚ ኣቦወንበር ው.ሓ.ደ.ለ. ሓው ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ከም መኽፈቲን መላለይን ሓጺር መደረ ብምስማዕ፣ካብ ዝበሎ ንምጥቃስ፣ኩቡራት የሕዋት ነቲ ብጻዕርኹም ዘጥረኽምዎ ሞያ፣ንህዝብኹም ከተበርክቱ ብምባል፡ነቲ ካብ ሕልናዊ ግደታና
Read more
You must be logged in to post a comment.