Category Archives: Uncategorized

ነጸብራቕ/ስንጽውት(riflection) ካልኣይ ክፋል

ነጸብራቕ/ስንጽውት(riflection) ካልኣይ ክፋል ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ኩቡራት የሕዋት፣ኣብ ቀዳማይ ጹሑፍና ነጸብራቕ/ስንጸት(riflection) ብዛዕባ ደሞክራሲ፣ደቂ ሰባት ነቲ ናቶም ክኸዉን ዝግባእ ስልጣን፡ማለትሲ ደሞክራሲ = ስልጣን ናይ ህዝቢ፣ብሓጺር ወይ ጹሟቕ ጥምሮ-ሓሳብ ገሊጽና ነይርና። ከምኡ ዝተፋላለየን በቢ ዓይነቶም ምሕደራ ክህልዉ ከም-ዝኽእሉ’ዉን ሓቢርና ነይርና። እቲ ከነማሓላልፎ ዝደለና ወይ-ውን መልእኽትና፣ቀንዲ መግለጺ ደሞክራሲ ፈሊጥና ኣብ ኩሉ ዓይነት ጥርናፈናን ምትእኽኻብናን ውድባትናን ስርዓተ ደሞክራሲ ክንጥቀም፣ካብዚ ኣጋባብ ተሞክሮ ልምምድን ብምጥቃም፡ነቲ

Read more