ዝኸበርኩምን ዝኽበርክንን ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ውድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡እንቋዕ ደሓን መጻኹም።
እዚ መርበብ ሓበሬታ ብሓሊዮት ው.ሓ.ዲ.ለ ዝካየድ ደኣ ይኹን’ምበር ህዝባውን ኣሳታፍን ንምዃን ንኩሉ ደላይ ፍትሕን ሰላምን፡ብዘይኣፈላልይ ብማዕርነት፡ብመንገዲ ዘተን ምርድዳእን ዝኣምን’ዩ። በዚ ኣገባብ ከኣ፡ካብ ጸለምን ክስን ወጻኢ ንረብሓ ንህዝባውን ሃገርን ንዝቀርብ ጽሑፋት ግጥሚ ይኹን ንባብ ንህዝቢ ዘመሓላልፍን ዘቅርብን መምርሒ መርበብ ሓበሬታና’ዩ።ባይታ ኩሎም ዲምክራሲያውያን ሓይልታት ኤርትራ ክኸውን ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ከማልእ ንኩሉ ንጽውዕ።
ዜናን ሓበሬታን
ውድብ ሓድነት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ
Δ
You must be logged in to post a comment.
You must be logged in to post a comment.